ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ንብረት ብጨረታ / ኣታዊ መረጋገፂ ሰነድ በዝሒ 500 / ሞተር ሳይክል በዝሒ 01 ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ታፔላ ክልተ ሜትሮ ብሓደ ሜትሮ ኣቀን ዘለዎ (sign board 2 meter x metter) ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ

ማሕበራዊ ረድኤትትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ( Different Size Of Printing ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምሕታም ትደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ሕትመትታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ቢሮ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቫጅን ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ስራሕቲ ፕሮሞሽን ዝዉዕል መስሕባት ክልልና ዘላሊ ሕትመት ጠረፔዛ ዓዉደ ኣዋርሕ 2013ዓ/ም ካላንደር ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ፣ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት፣ ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕዳጋ ንጣብያታት ናይ ሕትመት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲርና ክነስርሕ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም