ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዛላንበሳ ን 2013 በጀት ዓመት አብ ከተማኡ ኣብ ዝተፈላያ ቤት ፅሕፈታት ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ጀነሬተርን ከምኡ ድማ ዝተፈላዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዛላንበሳ

1 ናይ ተጫረቲ ሽም ፌርማ ኣድራሻ ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ ኣለዎም

2 ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት፣ ናይ መካይን መለዋወጢ፣ ናይ ጀነሬተርን  ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓዉደ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ዲክሌር ዝገበረሉ ዝተገናዘበ መረዳእታ ብቕዓት መረጋገፂ ሰርተፊኬትን ንናይ ሕትመትን ግልጋሎትን ፣ ፅሬት መሳርሕን ድማ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓዉደ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ መካይን መለዋወጢ ፣ ጀነሬተርን ብር 5000.00 ቅርሺ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርን 10000.00 ቅርሺ፣ ሕትመት ግልጋሎትን ፅሬት መሳርሒን 3000.00  ከትሕዙ ኣለዎም

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ከፖይኑ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 5፡30 ይኽፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 09 10 27 00 81 /09 04 30 78 71

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo