ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ሕትመት ግልጋሎት/ ናይ ማይ ምጥቃም ፍቃድ ሰርተፊኬት በዝሒ 500/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሕትመት ስራሕ ብግልፁ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል ንመበል 16 ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕትን ምርምርን ግልጋሎት ዝዉዕል Proceeding ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት / ደረቅ ወንበር በዝሒ 10/ ፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት / ስቶክ ካርድ በዝሒ 300፣ individual folder 3500/ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ኣርባዕቲኤን ኣንፈታት መቐለ ማለት መዉፅኢ ሳምረ ፣ ከባቢ ኣሪድ ፣ ከተማ ሮማናት መዉፅኢ ዓዲግራት ንዝተተኸላ ቦርድታት ዝኾዉን ባነራት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት / መፅሄት ልሳን ፍትሒ 2000/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሓበሬታ ወሃብቲ ባርነትን ማይክን ፅሕፋትን ግልጋሎት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ኣሲሩ ከሐትም ይደሊ ነዚይ ግልጋሎት እትህቡ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንገረብ ግባ ፕሮጀክት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፣ ናይ ፕሪንተር ቀለም ፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ