ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ማህተም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ምም/ርን ዝተፈላለዩ ሕትመት ስራሕቲ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ንክንዕድግ ዝወፀ ጨረታ ይምልከት

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መፅሄት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ፓድ ሕትመት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ጠረዼዛ ካላንደርን አጀንዳን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይቲ መካይን ብሬክ ላይን ምልጣፍ ስራሕ ስራሕቲ / brake line rivet & with out rivet / ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ስራሕቲ ፕሮሞሽን ዝዉዕል መስሕባት ክልልና ዘላልይ ሕትመት ጠረዼዛ ዓዉደ ኣዋርሕ 2013ዓ/ም ካላንደር ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ