ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቀወምቲ ንብረታት/ፈርኒቸር/ ፣ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ጉልበት ሰርቪስ ማለት እዉን ጋራዥን ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ጉልበት ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ክግልገልን ስለ ዝደሊ በቢ ዝምልከቶኩም ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብክብሪ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

1 ሙሉእ መረዳእታ ማለት እዉን ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉም ናይ 2012ዓ/ምናይቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዝተሓደሰ

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዘለኩም

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ርን ክትወስዱ ትክእሉ

5 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብቢድ ቦንድ ወይ ጥረ ገንዘብ ወይ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ 5001.00  ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለኩም

6 እቲ ጨረታ ካብ 05/01/2013ዓ/ም ክሳብ 15/01/2013ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ 15/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ  ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ይክፈት

7 ጨረታ ምስተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብቲ ጨረታ ንነብሶም ምግጋል ኣይከኣልን

8 ተጫረቲ ሲዒርካ ተባሂሉ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ መጠን ገንዝብ 10 ሚእታዊ መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500231/03 45 50 00 05

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo