ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ሕትመት፣ ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ መረዳእታ መቕረባይነት ዘለዎ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝሓዘ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ጥቃ መናሃርያ ምዉሳድ ይካኣል

 5 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወየ ድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተባሃሎ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዋና ንብረት ዘረክብ

7 ጨረታ 14/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ ን 40 መዓልታት ይከዉን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 13 46 72/09 48 52 49 07

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo