ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕዩ ዝርክቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት መኪና ስፔር : ፋርኒቸርን ፅሕፈት መሳርሒን ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጭረታ መልክዕ ክትሸይጥ ትደሊ

ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጃ ንኡስ ወረዳ ቦራ ዝርከብ ሐፈሻዊ ካልኣይ ብረኪ ቤት ትምህርቲ ቦራ ግልጋሎት ዝህቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ቴንዲኖታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ንታሕቲ ዝቀረቡ ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሽጥን ዝተዋፈሩ ወይድማ ኣብቲ ዝጫረተዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈረ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለዩ አገልግሎት እናሃቡ ዝፀንሑ ዓብይ ማዕፆ : መሳኩቲ : ናይ ማዕፆ ፍሬም : ግሪል መከላከሊ ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ኣብ አገልገሎት ዝነበሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ 2010 ዓም ካብ ዝተፈላለየ ቤት ዕዩ ዝተፈላለዩ ዝተወገዱ ሓፂን መፂን ክሸይጥ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ሞዴል ዝኮና ዝኣረጋ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ትካልና መቐለ ፊዝዩተቴራፒ ማእከል ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ሐደሽቲ ኣብ ስራሕ ዘይዉዓሉ ዘገልግሉን ግን ዝሰርሑ ከምእዉን ዘገልገሉ ዘይሰርሑ ዘድሊ ምትዕርራይ ብምግባር ኣብ ስራሕ ክዉዕል ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብብዝሓት አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር ፓርት : ጠረጰዛን ወንበርን : ፍሎረሰንት ኣንፑል ብሐራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ