ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት)ዝተፈላለዩዓይታት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥእትደሊኣብቲ

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ኮምፒተርን ተዛመድትን : ናይ ሽልማትዋንጫ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ሰራሕተኛታት ደነቢ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

ሱርኮንስትራክሽንሓላፍንቱዝተወሰነናይዉልቀኩባንያኣብጨነፈርመቐለዝርከብዝተፈላለየዓይነት ዘገልገለናይ ሳኒተሪ ኣቕሑት , ዘገልገለ መፋትህን : ሐደሽትንዘገልገሉ ፓኔላትን: ዘገልገሉ ብርሚል ወዘተ ዝኣማሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥይደሊ::

ሆስፒታልመቐለንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ቴትሮን ጨርቂ : ማድረቅን ሪቫንን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊበዚመሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩእትደሊ ዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::

ኒዉሚለንየምኮሌጅ አብ ዓድግራት ካምፓስን መቐለ ካሞስን ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታአወዳዲሩክሸይጥ ይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡንክትወዳደሩይዕድም::

ኒዉሚለንየምኮሌጅናይሰራሕተኛታትደንቢክዳንብጨረታአወዳዲሩከዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡንክትወዳደሩይዕድም::