ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ዘገልገሉ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡውን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓለፎ ደረቅ ወንበር ስበርባር፣ ዓረብያ ፣ ናፕሳክ፣ ኮምፒተር፣ ፕሪንተር፣ ዝተፈላለዩ ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ።

ትካልና ዲቢኤል ኢንዱስትሪ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ደረጃ “B”ን “ C”ን ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) በዝሒ 250 ኩንታል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ሰዓርቲ ናይ 03 (ሰለስተ) ኣዋርሕ ኩንትራት ክኣስርን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማ.ረ.ት) ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥ ስለ እትደሊ ኣብቲ ጨረታ ክተሳተፉ እትደልዩ ተጫረትቲ ንሕድሕድ ንብረት እተገዝአሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ገይርኩም እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 21/03/2011 ዓም ሰዓት 11:00 ድ.ቀትሪ ኣብ ዘለው ናይ ስራሕ መዓልታት ናብ ቢሮ ቁፀሪ 304 ክትቀርቡ ንዕድም። ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/03/2011 ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማረት መቐለ ምዃኑ እናገለፅና እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ዘገልገሉ ናይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡውን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ዘገልገሉ ናይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡውን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ናይ ወ/ደ/ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላም ናይ ሂወት ፀባን ውፅኢት ፀባን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመሳለጢ ዝዓደገታ ኣውቶብሰ (መኪና) ኣወዳዲራ ክትሸይጥ ትደሊ።ስለዚ በቲ ዝወፀ ጨረታ መሰረት ዓቅሚ ዘለኩም ክትጫረቱ ብግልፂ ትዕድም።

ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ምድብ1 (lot)ሃለቅትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ምድብ2 (lot) ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ምድብ3 (lot) ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ምድብ4 (lot) ናይ መኪና ሃለቅቲ ኣቅሑት፣ ምድብ5 (lot) ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ምድብ6 (lot) ዘገልግሉ ንብረታት ንጨረታ ንምቅራብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ኣወዳደሩ ክዕድግ ክሸይጥን ይደሊ።

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።