ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ተዓፂዱ ዝተኾመረ ድርቋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸየጥ የደሊ።

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 19/04/2011 ዓ/ም

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ጨረታ ዝኽፈተሉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ንግሆ ይኸውን።

3 ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

4 እቲ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ተጫረቲ ነቲ ሓፂን ብኣካል ብምርኣይ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ወጋ እትጫረትሉ ክተእትው ንሓትት።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo