ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዓዲ ግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕ/ሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ ጥዕና ኣብ ልምዓትን ካልኦትን ማሕበራዊ ፀገማት ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝረከብ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ። ቅድም ክብል ዘግልግላ ዝነበራ ሞተር ሳይክል ክሸይጥ ይደሊ።

ዘ ዳውተርስ ቻሪቲይ

1 ዓይነት ሞተር ሳይክል ሊፋን

    2 ሞተር ጉልበት 150 ሲሲ       

3 ዓይነት ነዳጅ ቤንዚን

4 እቲ ንብረት ኣብ ትካልና ዝርከብሉ ቦታ ዓዲ ሓቂ ክ/ከተማ ኣባ ገ/ሚካኤል ፕሮጀክት ጥቃ ናሁ ሰናይ ኣፀደ ህፃናት ብኣካል መፂኦም ምርኣይ ይከኣል።

5 ናይ ጨረታ መእተዊ እዋን ካብ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ.ሰዓት እቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብምግላፅ ብፖስታ ዓሺግኩም ንክተፍልጡና ንዕድም።

6 ጨረታ ዝኸፈተሉ በቲ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:30 ድ.ቀትሪ፤

7 ሰዓራይ ካብቲ ሰዓሪ ኮይኑ ዝተነገረሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ንብረት ክወስድ ኣለዎ።

8 ሽም መዘዋወሪ ዝምልከት ገዛኢ ይኸፍል።

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo