ትካልና ፍረስውኣት ኢዱስትሪ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ተቐሚጦም ዘለው እዞም ዝስዕቡ ተረፈ ምህርታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ-

ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪ ኃ.የተ. የግ .ማ

 ክትወዳደሩ እትደልዩ ኣካላት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/04/2011ዓ/ም ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 50.00 ብር እናኸፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ትወስዱ ትኽእሉ ምዃንኩም እናፍለጥና፤ እቲ ጨረታ ዕለት 12/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 7:30 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። እዙይ ከምዙይ ኢሉ እናሃለወ አቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

1 ተቆሪፆም ዝደረቁ ባህርዛፋት                                            


               

2 ናይ ሓፃዊን ተረፈ ምህር                                                          3 ችፑድ 188*34 በዝሒ=3520

4 ችፑድ 122*56 በዝሒ=3520

ኣድራሻና- ፍረስውኣት ኢንዳስትሪ ክፍለ ከተማ ዓይደር ኣብ ጥቃ ማይ ሃፍቲ ወይ ሓዱሽ ነዳዲ መዐደሊን ውሽጢ እትው ኢልካ ኮይኑ ስ.ቁፅሪ 0914-727888 / 0914-130690 ደዊልኩም ተወሳኺ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል እዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo