ላዕላወይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት ውፅኢት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሕትን ቁልፍታትን፣ ናይ ፅርየት ኣቈሕትን ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2015/16 ዓ/ም ዘድሊ ናይ ዝተሓደሰለ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን ክኾኑ ኣለዎም፡፡

2. ተጫረቲ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ናይ ቫት ዊዝሆልድ መረዳእታ ቲን ናምበርን ኣሐዲሶም ዝንበብን ግልፂ ዝኾነን ንሕድሕድ መወረዳእታ ሓደ ሓደ ገፅ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

3. ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ መጠን መኽበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ ኣሎ''

4. ተጫረቲ መጨረቲ ሰነዶም ብ200 ብር ብምኽፋል ካብ 08/02/2016-22/02/2016 ዓ/ም ካብ ቤት ዕዮና ዕደጋ ክፍሊ ምውሳድ ይኸእሉ እዮም''

5. ተጫረቲ ኣብ ዘሽነፍዎ ንብረት ውዕሊ ናይ ምእሳር ግዴታ ኣለዎም፡፡

5. ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብዝተቐመጠ ዝርዝር ወይድማ በዝሒ ካብ ሕድ ሕድ ዓይነት ብ20% ምውሳኽ ወይ ምቕናስ ዝኽእል ምኻኑ ክፈልጡ ይግባእ፡፡

7. ተጫረቲ - ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ዝቁፀር ካብ 08/02/2016-22/02/2016 15 ማዕልቲ ምኻኑን ዝዕፀወሉ ድማ ዕለት 23/02/2016 ንጎሆ ሰዓት 4፡00 ኾይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ድማ ዕለት 23/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ምዃኑን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ድማ ካብ ጨረታ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ዝቑፀር 45 መዓልቲ ምኻኑ ክፈልጡ ይግባእ፡፡

8. ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሐቶ እንተሃሊዎም ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ብፅሑፍ ናብ ቤት ዕዮ ከቅርቡ ይግባእ፡፡

9. በት ዕዮና ዝሐሸ መማረጺ መንገዲ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ በስልክ ቁጥር 0320344-41-12-01 

ዳሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን 0344411201

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo