ቤት ፍርዲ መረብ ለከ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንግልጋሎት ዳይነት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ሕትመት: ኣናሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

mereb leke district court

1 ናይ 2015 / 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ናይ 2016 ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ማለተ እዉን ቲን ናምበር ዘለዎ ተወሰካኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝተመዝገበ ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ዲክልሬሽን ዝገበረን

3 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝእክል

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፍርዲ ከተማ ራማ ዓዲ አርባዕተ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንነብስ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 11/3/2016 ዓም ክሳብ 25/3/2016 ዓም ክወስድ ዝክእል

5 ሰዓራይ ምካኖም ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ዉዕሊ ምስ ኣሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንበረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዚ ኣጎዓዓዞም ናብ ንብረት ክፍሊ ወረዳ ዓዲ ኣርባዕተ ቤት ፍርዲ ከተማ ራማ ኣታዊ ክገብሩ አለዎም

6 ጨረታ 26/3/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፍርዲ ከተማ ራማ ዓዲ አርባዕተ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይከፈት

7 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዛይ ምህላዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

8 ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለከ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo