ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ከምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት) ከምኡዉን አቁሑት ኦፊስ ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ቐወምቲ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንአብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮ : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ ፈርኒቸርን ናይ ፎኪስ ደረቅ ጋሓፍ መጠራቀሚ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዋርዲያ መፈተሺ ገዛን ሪኢቶ መዉሃብን ሳንዱቅን ንምስራሕ ናይ ፈርኒቸርን ብረታ ብረት ፍቃድ ዘለዎምን ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት: ዝትፈላለዩ ዓይነት አቁሑት ቢሮ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :ምድላዉ ኤግዚብሽንን ባዛርን መፅለሊ ዝዉዕል ድንካን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኤለክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግልጋሎት ምርምር ዝዉዕሉ ናዉቲ ኮምፒተርን ዝተፈላለዩ ናዉቲ ቤት ፅሕፈት ማለት ዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑትን ናይ ቢሮ አቁሑትን ናይ ህንፃ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም