ስሑል ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሽረ ን 2009 በጀት ዓመት ዝትፈላለዩ ደንቢ ክዳን: ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ፅሬት: ቀለብ ከፍትን ሽኮርን :መሳርሒ ህንፃ :ኤለክትሮኒክስን :ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ አቁሑት :መቀያየሪ መከና :ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን ካልኦትን ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ፈርኒቸር ጎማ ካላማደሪያን ባትርን ሞተር ሳይክልን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንህፃናት ናይ ዉሽጢ ክፍሊ መምሀሪ ናዉቲ ወይ ድማ ኢንዶር ማተሪያል: ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ቤተ ንባብ ንተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበርን ዝተፈላለዩ አቁሑት ቢሮን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2009ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት አናእሽተይን ቀወምቲ ነብረትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፈርኒቸር: ናዉቲ ሕትመታት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: አቁሑት መለዋወጢ ኮምፒተራት: ጎማ መኪና: ወናብርን ጠረዼዛን ቢሮ: ዴስክ ተምሃሮ :አቁሑት ስፖርትን: ዝትፈላለዩ ሕትመታትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተራት ናይ ኮምፒተር አክሰሰሩን: ሳይክልን: ዓረብያ መመላለሲ ጎሓፍ :ሕትመት :ናይ መኪና ሰርቪስ ፅገና :ቀወምቲ ንብረት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ ስፖርት ዕጥቅን: ዝተፈላለዩ መፅሓፍትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይቢሮ አቁሑት ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 ዓ/ም ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ፅሬትን : አቁሑት ኤሌክትሮኒክስን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ሞተር ሳይክላት :ጀነሬተር: ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንከተማ ዓ/ዓዲ ቤት ፅ/ት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት ኣቁሑት :ፈርኒቸር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ: