ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ አብያተ ፅሕፈት: ስራሕቲ ሕትመትን: መቀያየሪ አቁሑ መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ

  1. ናይ 2008 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2009ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን
  2. ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎም
  3. ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ማለት ዉን ቲን ነምበር ዘለዎም
  4. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ
  5. ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2009 ዓም Â ጀሚሩ ክሳብ 24 ጥቅምቲ 2009 ዓም ምዉሳድ ይከኣል
  6. ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ 5000 መክበሪ ጨረታ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎ
  7. ንብረት ብመቅረብቲ ዝጉዓዓዝ ይከዉን ናብ ከተማ ራማ አታዊ ይግበር
  8. እቲ ጨረታ 25 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4፡00ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ዕደጋ ይክፈት
  9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo