ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2009 ዓም office furniture ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን ናምበር ዘለዎ

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ዝገበረ

3 VAT ዝረመዝገቡ ክከዉን አለዎ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 8/ 2/ 09 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 6/ 3 /2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ

5 በቲ ዕለት 8/ 03/ 09 ዓም ሰዓት 4:30 ይክፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝክእል ምካኑ

6 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ስፒኦ 5000 ብር ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ 30 ካብ ምምሕዳር ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 8 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

8 ዝቀርብዎ ዋጋ ብዝተቐመጠ ስፔስፊኬሽን መሰረት ዝቅርብ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር

መዐቀኒ

በዝሒ

 ዋጋ

መብርሂ

ብር

1

L-Shape office table

120x60x75 cm

ቁፅሪ

6

Â

Â

Â

2

Higher back chair fabric

Â

Â

10

Â

Â

Â

3

Guest chair without arm

Â

Â

32

Â

Â

Â

4

Conference table

180x80x75cm

Â

07

Â

Â

Â

Â

9 ተጫረቲ ሽም ፊርማ ኣድራሻ ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ አለዎም

10 ተጫaቲ እቲ ግልጋሎት ሰዓራይ ማካኖም ምስ ፈለጡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ግቡእ ግልጋለት ናይ ምሃብ ግዴታ አለዎም

11 ኣብቲ ጨረታ 2ይን 3ይን ዝኮኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ዉዕሊ ምስአሰረ ሽዑ ንሽዑ ይምለሰሎም

12 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪኦም ብዘተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ከቅርቡ ይክእሉ

13 ኣብ ጨረታ ዘሸነፋ ተጫረቲ ዉዕሊ ከአስሩ ኣብ ዝተዉሃቦም ጊዜ ገደብ ዉሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10 ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም

14 ከይዲ ጨረታ ብዘይኣግባቡ ንምዝገባዕ ምፍታን ብሕጊ ዝሕትትን ዝኾነ ጨረታ ከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘክይድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

15 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዙይ ተባሃሉ ተዳልዩ ኣብ ዝወሃቦም ቅጥዒ ጥራሕ እዩ

16 ጨረታ ምስ ተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብቲ ጨረታ ንነብሶም ምግላልን ኣይክእሉን

17 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0344400030 / 0344406078/Â 0344411808 /0914761811

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo