ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2009 ዓ/ም በጀት 2ይ ርብዒ ዓመት ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ትምህርቲ ናዉትን ፈርኒቸርን ከም combined : teachers table ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ነሓሰ 2008 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2009 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ 2009 ዓ/ምÂ ዘተሐደሰ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::

2Â ካብ ትካልና ደጋፊ/ከ /ስ/ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳርን ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 31 ካብ ዕለት 16/02/2009 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/ 02/ 2009 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብ ብር 30 (ሰላሳ ቅርሽ) ብምግዛእ ክተወስዱ ከምትክእሉ ብምፈላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 30/02/2009 ዓ/ምÂ ልክዕ ሰዓት 8:30 ብምዕፃዉ ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ አብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 8:45 ይኽፈት ብተወሳኪ ኣብ እዋኑ ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ክርከቡ ይኽእሉ እዩም::

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ትምህርቲ ናዉትን ፈርኒቸርን 6,000.00 ብር ብ CPO /ብሲፒኦ/ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 ዝሳዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊኬሽን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዝያ መራገፍን ከቕርብ ዝክእል ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ብሰብ ሞያ ንብረት ድሕሪ ምርግጋፅ ብናይ ባዕሉ ሰብ ሞያ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክከሓድነት ገጣጢሙ ከረክብ ዝክእል

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ኣድራሻና:Â ትግራይ-መቐለ- ቀበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ ወይ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ሓሊፍካ

ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን 0348416284 Â ሞባይል ቁፅሪÂ 0914 29 73 43 /09 19 44 74 15 ብምድዋል ክረኽቡና ይኽእሉ እዩም::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo