ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀዋሚ ኣቁሑት ጠረጰዛ: ሸልፊ : ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኩለን አብያተ ፅሕፈት ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት :አቁሑት ናይ ዝተፈላለዩ ሞዴል መካይንን: ጠቅላላ ሰርቪስ ፅገናን ናይ ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋን :ናይ ብረታብረት ዉፅኢት ወይድማ ቼክዳም ማዕፆ ማለትእዉን ጌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ከፀግንን ይደሊ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2007 በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ/ LOT/ መቒሉ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንቢሮና ግልጋት ፈርኒቸር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ 2008ዓም በጀት ዘመን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስን፡ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑተ፡ ፈርኒቸር(ናይ ገዛን ቢሮን አቁሑት) አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ካብ መደበኛን ደገን ብዝተረከበ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን፡ ዝተፈላለዩ ሐለቅቲ ኣቅሑት፡ ፈርንቸርን(ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑት) ፡ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ንቤት ፅሕፈት ናይ መደበኛ በጀት ዴስክ ወንበር ንተምሃሮ አጫሪቱ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ናይ ቢሮ ኣቁሐት (ፈረኒቸር) ናይ ቤት ፅሕፈትና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ/ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ አቁሑት ፣ናይ ቢሮ አቁሑ፣ ናይ እንስሳት ሓለዋ ጥዕና ንብረትን ኬሚካላትን ፣ናዉቲ ቤተ ፈተና፣ መፃሕፍትን ኣብያተ ትምህርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስሚንቶ ካብ ከተማ መቀለ ናብ ከተማ ዶሃ ከጋዓዕዝ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ዋና ቢሮ ንዝርከብ ንጨንፈር ደቡብ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ንጨንፈር እ/መኾኒ ባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ናይ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ዘለዎምን ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ