ኣብ ናይ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረትን ናይ ማይ ትቦታትን መሳርሒ ቆፃርትንን :ኤሌክትሮኒከስ : ፅሕፈት መሳርሒን ሳይክል ካልኦት ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዘግእ የድሊ ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 መሳርሒ ኤሌክትሪክ: ሎት3 መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ :ሎት 4 መሳርሒ ፅሕፈት:ሎት 5 ናይ ሕትመት መሳርሒ: ሎት 6 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 7 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ኮብልስቶን :ሎት 9 መሳርሒ ፅሕፈት:ኣብ 9ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ስለዝደለየ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም ::

ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ባክተሮለጂካል ኬስት ፣ማዉንቴን ሳይክል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኮምፒተር ፣ፕሪንተር ፣ጠረጴዛ፣ ሸለፍ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቕሮ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ንከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል

ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክልብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግስለዝደሊ

ኤጀንሴ ልምዓት ዳ.ኣ.ን.ት ክልል ትግራይ ሞተር ሳይክልን: ባይስክልን ኮብራ መኪና ሞዴል 105 ዝተፈላለዩ ዓይነት ስፔር ፓርት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም::