ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወልቃይት ግልጋሎት ወሃብቲ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

በዚ መሰረት ተወዳደረቲ Â ከማልእዎም ዝግብኡ ረቆሒ::

1 ኣብ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ዘረፉ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቅረብቲ Â ሰርትፈኬትን ዋናን ኮፒን::

2ናይ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ን VATን ሰርቲፌኬት ዋናን ኮፒን::

3 ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓም ዓዲ ዉሸጢ እቶት ኣታዊ ዝገበረሉ ወረሓዊ ድክለሬሽን ዋናን ኮፒን::

4 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪ ዘዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 3000.00 ብ CPO ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

5 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ናይ ዘሰዓሮ 10% ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አጋዓዒዙ ናብ ዕዳጋ ፈፃሚ አካል ከቅርብ ዝክአል

ነዞም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ረቆሒ ከማልኡ ዝክእሉ መቅረብቲ ኣበቲ ጨረታ ንኽወዳደሩ ይዕድም::

  • ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/07 /200 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/ 08/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትን ሰዓትን ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እናወሰዱ ሐደ ኦርጀናልን ክልተ ኮፒን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሰ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎም
  • እቲ ጨረታ 15/08/ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት
  • ቤት ፅሕፈትና ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ጨረታና ኣበ ዝኽፈተሉ ቦታነ እዋንን ኩሉ ሕሰብ ቀሪቡ ክዕዘብ ንዕድም::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344330043/ 0913751122 /0932341634 /0913870684 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo