ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ፅሬት :አናእሽቲ መሳርሕን :ናይ ዕንፀይቲ ስራሕ: ሞተር ብስክሌትን ንምዕዳግ ከምኡዉን ዝተፋላለያ ኮምፒተራት ላፕቶፓት ፕሪንተራት ማሽን ፎቶ ኮፒን ንምፅጋን ስለዝደሊ ዝሰዕብ ረቀሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘፈር ንግዲ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎምን :አብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡን :ብተወሳኪ ዘተሓተደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን

2 ንመሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ፅሬት :አናእሽተይ መሳርሕን :ሞተር ብስክሌትን ጥራይ ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ክኮኑ አለዎም

3 ብትወሳኪ ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉን

4 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ መወዳደሪ ዋጋ ብዘይ ስርዝ ድልዝ መሊኦም ብኑፁር ሽም :አድራሻ :ፊርማን :ማሕተምን ትካሎም ገይሮም ብዝተዓሸገ ፖሰት ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርሉ መዓልቲ ጀሚሩ ድሕሪ 3 ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕሊ አሲሮም እቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ አታዊ ክገብሩ ዝክሉ

6 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ግዘ ጀሚሩ ን 35 መዓልትታት ይከዉን

7 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 8Â ምዉሳድ ይክእሉ

8 ጨረታ 20 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅደሚ ቀትሪ ይክፈት

9 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ዝፈተነ ተጫራታይ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምካኑ ዘትሐዞ ሲፒኦ ከምዝዉረስ ክፈልጥ አለዎ

10 እቲ ማእከል ከምአድላይነቱ ክሳብ 20% ዋጋ ንብረት ናይ ምዉሳክን ናይ ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

11 እቲ ማእከል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344480631/ 0914829521 /0914757907 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo