ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ካብ መደበኛን ደገን ብዝተረከበ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን፡ ዝተፈላለዩ ሐለቅቲ ኣቅሑት፡ ፈርንቸርን(ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑት) ፡ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

በዚ መሰረት ተወዳደረቲÂ ከማልእዎም ዝግብኡÂ ረቆሒ::

1 ኣብ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ዘረፉ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቅረብቲÂ ሰርትፈኬትንÂ ዋናንÂ ኮፒን::

2Â ናይ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ን VATን ሰርቲፌኬት ዋናን ኮፒን::

3Â ናይ ወርሒ መጋቢት 2008 ዓም ዓዲ ዉሸጢ እቶት ኣታዊ ዝገበረሉÂ ወረሓዊÂ ድክለሬሽን ዋናን ኮፒን::

4 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪÂ ዘዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንሕድሕድ ሎት 4000.00 ብ ጥረገንዘብ ወይ Â CPO ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

5 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጉዓዝያ/ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አጉዓዒዙ ኣብ ከረክብÂ ዝክእል::

  1. ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ናይ ዘሰዓሮ 10% ኣትሒዙÂ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

ነዞም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ረቆሒ ከማልኡ ዝክእሉ መቅረብቲ ኣበቲ ጨረታÂ ንኽወዳደሩ ይዕድም::

  • ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 26/07 /2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/ 08/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትንÂ ሰዓትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል Â ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕÂ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር እናወሰዱ ሐደ ኦርጀናልን ክልተ ኮፒን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕÂ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎም
  • እቲ ጨረታ 12/08/ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕÂ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ይኽፈት
  • ቤት ፅሕፈትና ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ጨረታና ኣበ ዝኽፈተሉ ቦታነ እዋንን ኩሉ ሕሰብ ቀሪቡ ክዕዘብ ንዕድም::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0913870684 ወይ 0913751122

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo