ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዜብራ ቀለም ትራንስፖርት ግልጋሎት ምሃብ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ዓይኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማለኡ ተካላት ክትዋዳደሩ ንዕድም።

ንዋና ቤት ፅሕፈት ግቢ ብ5 ሓሙሽተ ዋርድያ ብጨረታ አወዳዲራ ክተሐሉ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

ን2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ሆቴል ማናጅመንት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኣብ ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኝኡ ዘድሊዩ ዓመታዊ ናይ ሰራሕ መከላኸሊ ጫማን ካልኦት ንስራሕ ዘገልግሉ ኣቑሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቀርቡ ንዕድም::

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ በጀት 2007 ዓ/ም ካበዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ዲሽ ሓፁር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ : ሞተር ሳይክል ዕድጊት: መኪና ክራይ : ሞተር ማይ : ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑ : GPSን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ን ለካቲት 11 ዘዉዕሉ መብዓሊ ቦታታት ዘጋይፅ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::