ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽንን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ ናይ ትካልና ኣወዳድባ ምስ መዘርዝር ስራሕ፣ ሓይሊሰብ ማንዋል፣ ናይ መሃያ ሰኬልን ዝተፈላለዩ ጥቅማጥቅምን ዝሓዘ ማንዋል ኣወዳዲሩ ክፅንዕ ስለዝደለየ

ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ናይ ዝርከብ 800 ካሬ ዝኸውን መምሃሪ ብሎክ ፕላሰቲክ ኮርኒስ ከፀግን ይደሊ።

ዋንነተን ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዝፍለጣ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ዝተፈላለያ ዓይነት ተሽከርከርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ካላውዶ ንምግባር ብፕሮፎርማ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ትሕቲ ምም/ር ኸተማ መቐለ ዝርከበ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝህባ ኣናሽተይን ናይ ሰራሕተኛታትን ናይ ከተማ ናይ ህዝቢ መማላለስቲ ኣብቶብስ እምራን ናይላብያጆን ጎሚስታን ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት መጓዓዓዠ፣ መራገፍን ካብ ኮምፒሌክ ህንፃ ናብ ዩቴክ ህንፃ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ ዓመታዊ ቴክኒክ ምርመራ ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፖስተኛን ሞተረኛ ብናይ ደገ(Out Source) ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ላቫጆ መካይን ግልጋሎት ንምርካብ ናይ ጀነሬተር አቐሑት ዕዲጊት ብፕሮፎርማ ብምልጣፍን ብምብታንን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ላቫጆ መካይን ብፕሮፎርማ ብምልጣፍ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ባክሎደር ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለ ዝደለየ ።