ንዋና ቤት ፅሕፈት ግቢ ብ5 ሓሙሽተ ዋርድያ ብጨረታ አወዳዲራ ክተሐሉ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኤሌክትሮኒክስ  5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/  ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ 30 ብር  ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 410  ክወስዱይኽእሉ::
  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ  ጰጉሜን  5/2007 ዓ/ም  ክሳብ  ሶኒ  መስከረም 19 /2008 ዓ/ም ስዓት  8:00  ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  8. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  9. እቲ ጨረታ መስከረም  19/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30  ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ  415  ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  10.  ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  0344  40  99 23  ምድዋል ይከአል እዩ:

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo