ኣብ ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

1 ተወሳኺእሴት/ቫት/ተመዝጋቢዝኾነወረሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

2  ሕጋዊንግዲፈቓድዘለኩምንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ::

  1.  ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድ ኣታሓሒዙከቅርብዝክእል ::

4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/TIN/ኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::

5  ጨረታመኽበሪ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሓ ብር 10,000.00 /ዓሰርተሽሕ ቅርሺ/

ብሰፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ::

6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5 ተመዓልቲዉዕልምዕሳርዝክእል::

7 ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያከቕርቡ ዝክእሉ::

8   ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእኣ/ሻ  ምስ ስልኪቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::

9   ተወዳደረቲን ንሕድሕድሰነድ ብር 30ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 22/ 12 /2007 ዓ/ም  ክሳብ  06/13/ 2007  ዓ/ም ቐትሪ ሰዓት  8:30 አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:30  ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::

10  ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋልይኩንብሚሉእ ናይምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

11 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ

12   ንተወሳኺሐበሬታብስቐፅሪ   0344406577 ደዊሎምወይከዓ ብኣካልኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo