ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኝኡ ዘድሊዩ ዓመታዊ ናይ ሰራሕ መከላኸሊ ጫማን ካልኦት ንስራሕ ዘገልግሉ ኣቑሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቀርቡ ንዕድም::

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኝኡ ዘድሊዩ ዓመታዊ ናይ ሰራሕ መከላኸሊ ጫማን ካልኦት ንስራሕ ዘገልግሉ ኣቑሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቀርቡ ንዕድም

1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 3, 000 00 (ሰለሰተ ሽሕ ) ብር ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓለቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 ብትን ጨርቂ ዝምልከት መስፈርቲ ዋጋ ሓዊሶም ይምልኡ::

7 ጨረታ አበ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22 /05/ 07 - 05 /06/ 07 ዓም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

  • ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ወይም 0914 78607 ምርካበ ይካአል እዩ::

ዝርዝር ዝዕደጉ ኣቑሑት

ተ/ቑ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ

ቑፅሪ

መጠን

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

ብር

ብር

1

ኮቦት ሱፍ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

3

 

 

 

 

 

2

ሙሉእ ክዳን ቴትሮን(ጁባን ስረን)

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

194

 

 

 

 

 

3

ጫማ ጉርዲ ቆርበት (ናይ ተባዕትዩ)

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብፅምዲ

36

 

 

 

 

 

4

ቆቢዕ ቴትሮን

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

39

 

 

 

 

 

5

ሸሚዝ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

33

 

 

 

 

 

6

ጃኬት ፕላስቲክ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

2

 

 

 

 

 

7

ናይ ዓይኒ መነፀር( ጎጉል)

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

2

 

 

 

 

 

8

ጎንት ፕላስቲክ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብፅምዲ

26

 

 

 

 

 

9

ቦረሳ ቆርበት

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

1

 

 

 

 

 

10

ቀሚሽ ዉሽጢ ጎጎራ 1 ደረጃ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

10

 

 

 

 

 

11

ጋወን 3/ 4 ቴትሮን

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

8

 

 

 

 

 

12

ሽርጥ ቴትሮን

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

10

 

 

 

 

 

13

ጫማ ጉርዲ ቆርበት( ናይ ደ/ ኣንስትዩ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብፅምዲ

10

 

 

 

 

 

14

ቀሚሽ ሽፎንን 1 ደረጃ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

10

 

 

 

 

 

15

ቱታ ካኪ ቴትሮን

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብቑፅሪ

7

 

 

 

 

 

16

ሴፍቲ ጫማ ናይ ተባዕትዩ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብፅምዲ

159

 

 

 

 

 

17

ሴፍቲ ጫማ ናይ ደ/ ኣንስትዩ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብፅምዲ

5

 

 

 

 

 

18

ፕላስቲክ ቦቲ ጫማ

ናይ ዓዲ ዉሽጢ

ብፅምዲ

4

 

 

 

 

 

Sub total

 

 

 

 

 

 

VAT(15 %)

 

 

 

 

 

 

Grand Total

 

 

 

 

 

 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo