ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም ናይ መደበኛ ካፒታል በጀት ንመናእሰይ መዘናግዒ ማእኸላት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ቓሚ ንብረት ማለት ኤሌክትሮኒክስ ፈርንቸርን ናይ ስፖርት ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::

ማእኸልሐወልቲ ሳማእታት ትግራይ ዝተፈለየዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ስዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ክትጫረቱ ይዕድም::

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ስልኪ ምቅራብን ምዝርጋሕን(Hybrid PBX Telephone System Supply, Delivery, Installation & Configuration) ስልኪ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይኣገልግሎትናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጄነረተር : ስፕሊትኤየር ኮንድሽነር: ዲሽን ረሲቨርን ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑትብግልፂጨረታኣወዳዲሩከሰልጥንይደሊ::

እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ: ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9 ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9ተ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ን 2ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅ/መሳርሒ : ህ /መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን: ኤሌክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርኒቸር / ቐዋሚ ናይ ቢሮ ኣቑሑት : ፀፀርን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት  ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ/መሳርሒ ኣቁሑ: ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ፅርየት ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2007 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ዝተፈላለዩ ሐለቅቲ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፈርንቸርን ደንቢ ክዳንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ