ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞባይል ቆፎ: ሰዓት: ሓጋዚ መፅሓፍትን: ካሜራ ብጨረታ ትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ሞባይል ቆፎ በዝሒ 190 ብስፐስፍኬሽን መሰረት

2 ሰዓት በዝሒ 2022 ብናትና ሳምፕል መሰረት

3ሓጋዚ መፅሓፍ ንባብ ንህፃዉንቲ በዝሒ 2022 ካብ ኦርጅናል ሕትመት ዝተፈለጠ ዋጋ ተቀባልነት

4 ካሜራ 01 ብስፐስፊኬሽን መሰረት

በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

 ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ Â 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/Â ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ10 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
  7. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ 50.00 ብርÂ ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400Â ክወስዱይኽእሉ::
  8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ12 ግንቦት 2008 ዓ/ም ክሳብ 26 ግንቦት 2008 ዓ/ም ስዓት 8:00Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  9. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  10. እቲ ጨረታ ጥሪ 6 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪÂ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  11. Â
  12. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  13. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 0344 40 99 23Â ምድዋልይከአልእዩ:;

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo