ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

ቤትፅሕፈትትልምንፈይናንስንክፍለከተማሓድነትአብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉዝተፈላለዩፅሕፈትመሳርሒ:ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይስፖርተዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግስለዝደሊነዞም ኣብታሕቲዝተዘርዘሩመሰረትጌርኩምክትወዳደሩእትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒትየቕርብ::

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ (ቴሌቭዝን ኮምፒተርን ካልኦት )ኣቅሑት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጀት 2007 ዓ/ም ካበዚንታሕቲዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩዓይነት ኣቅሑት ኢነርጃይዘር ባትሪ በዝሒ ብቁፅሪ 5000 ካልኦት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክስርሕይደሊ::

ቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓምበጀትዓመትንቢሩኡግልጋሎትዝዉዕል

ኤጀንሲፕሮሞሽንዕዳጋምህርተሕርሻክልልትግራይናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪካል ማተሪያላትን / ኮምፒተራትን /ኣክሰሰሪን ቀዋሚ: ንብረት /ሸልፍ/ ዝራእቲ (ማዓር እንጣጢዕ: ሱፍ ወዘተ): ስፔር :መጋየፂ መካይንን ሕተመትን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚክትጫረቱእትደሊዩመቕረብቲከምዝስዕብዝተዘርዘሩመምርሒታትክተማልእዎም ዝግባእ::

ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይዝተፈላለዩዓይነትንብረት  ሬድዩ መራከቢ  ሞተር ብስክሌት  ናይ ስፖርት ዕጥቂታት  ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቁሑተ

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ፅ/መሳርሒ ን 2ይ ጊዜ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት 104. 4 ሬድዩኤፍኤምመቐለ ናይ ሬድዩ ተዛመድቲ አቁሑ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ልምዲ ዘለኩም ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም::