ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ባህሊ ትግራይ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት በቲ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሬት፡ መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን ፡ላፕቶፓት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሕታት ስፖርትን ዕጥቅን፡ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፡ፅገና ጋራጅ መካይንን ካልኦት ኣቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2008 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲ ንብረት ወይድማ ፈርኒቸር ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሑት ፡ጀነሬተር ፡ዓመታዊ ናይ ኣናእሽተይ መኪና ሰርቪስን ፡ትራክተርን ፡ዓመታዊ ናይ ሞተር ሳይክል ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ማለት እዉን ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ቴክኖሎጂን ፡ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ድራፍቲንግ ፡ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ ዉን ካብ 22 ጥቅምቲ ክሳብ 7 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን ንተጫረቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ካልኦት ሀለቅቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፡ናይ ሞተርን መካይን ስፔር ወይድማ መለዋወጢ ኣቁሑተ ፡TVS ሞተርን ባጃጅ ሰለስተ እግራ ፡መፃሕፍቲን ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብቲ ከተማ ግልጋሎት ንዝዉዕሉ መብራህቲ ጎዳና ወይድማ ባዉዛ፡ ኮምፒተርን ፡ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፡ መሳርሒ ፅሕፈትን ፡ኤለክትሮኒክስን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ

ኣብ 2007 በጀት ዓመት 1 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ LOT መቒሉ

ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትረኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ