ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ሕተመት ፣ግልጋሎት ቅዳሕ ማለት እዉን ፎቶ ኮፒ ፣ተዛመድቲ አቁሑት ኮምፒተርን ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ን 2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና : ሎት 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ : ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት 4 መስርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ዝተፈላለዩ ሎትሓደ ሎትሓደ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑ ኤለክትሮኒክስ ...

አብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 መሳርሒ ኤሌክትሪክ: ሎት3 መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ :ሎት 4 መሳርሒ ፅሕፈት:ሎት 5 ናይ ሕትመት መሳርሒ: ሎት 6 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 7 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ኮብልስቶን :ሎት 9 መሳርሒ ፅሕፈት:ኣብ 9ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ስለዝደለየ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም ::

ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ኣብ 2008 ዓ∙ ም ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኬሚካላት ላባራቶሪ ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ኤለክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣መሳርሒ ሙዚቃ ፣ዕጥቂ ስፖርት፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈትና ን 2008 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ቢሮ ወይንከዓ ኦፊስ ፈርኒቸር ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲ መካየን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ኤሌክትሮኒከስ : ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ቤት ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ደንቢ ክዳንን መሳርሒ ህንፃ ካብ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ