ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2008 ዓም ናይ ኮሌጅና በጀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፡ከምፒተር ፡ናይ ህንፃ መሳርሒ ፡ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም

ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ተማልእዎ ዝግባእ ረቀሒታት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈልኩም

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለኩም

5 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2008 ዓም ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ኩሉ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

7 መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ዘርፊ 4000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብÂ ከተሕዝ ዝክእል

8 ናይ ወርሒ ሚያዝያ እሴት ታከሰÂ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

9 ሰዓራይ ኣካል ጨረታÂ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለተ ጀሚሩ ኣብ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

10 ሰዓራይ ኣካል ኣብቲ ዝሰዓሮ 20 ሚኢታዊ እቲ ኮሌጅ ምዉሳክ ወይድማ ምቅናስ ዝክል ይከዉን

11 ኣብ ዝወፀ ጨረታ ሰነድ ወይ መምርሒ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዘግብር ምካኑ

12 ሰነድ ጨረታÂ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲ ጉዶም 50 ቅርሺÂ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

ብተወሳኪ መምርሒ ኣዋጅ 255 /2007 ተፈፃሚ ይከዉን

ሰዓራይ ኣካል ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲ ጉዶም ከጉዕዝ ዝክእል

እትመልእዎ ዋጋ ሰዓራይ ክሳብ ዝግለፅ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክፀንሕ ከምዝክእል ብፊርማኩም ክተረጋጉፁ ትክእሉ

ሳንዱቅ ጨረታ 24 ግንቦት 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡ 00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0344370592 /0934824000 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo