ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ስለ ዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ዝድሊ ኣቑሑ ኣገልግሎትን ዝዉዕል ናፍጣ ጀነሬተር ሶላር ብተወሳኪዉን አቑሑት ናዉቲ ቢሮ ማለት እዉን ፈሪኒቸር ናይ ሞንታርቦ እስፒከር ዓመታዊ ባኒ ምቅራብ ዓመታዊ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ጥዕና ቤት ፅሕፈት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ /ታብሌት ሞባይል/ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርትን ሓለዋ ጥዕናን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ኤሌክትሮነክስ ንድያን አቁሑን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሐጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳራ ንብርትን ንናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑ ጨረታ ከዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ቤት ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 ሕትመት 4 ኣቁሑት ፅሬት 5 መለዋዋጢ ኣቁሑ መኪና 6 ዕጥቂ ስፖርት 7 ኣቁሑት ቢሮ 8 ፅገና ጋራጅ መኪና

104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ የፕሮድካስት ኣገልግሎት መስጫ/መቀበያ መሳርያዎች ማለት ሬድዮ ኣክሰሰሪ / ኣንቴና ና ኦድዮ ፕሮስሰር/ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ፣ ስለዚ በዘፍ የታደሰ የንግድ ፍቃድ ያላቸዉ ብቻ ተጫራቾች እንድትጫረቱ ይጋበዛል

ቢሮ ሰራሕተኛ ማህበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012 ዓም በጃት ዓመት ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት : መኪና ባትሪ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መድረክ: ላይት መብራህቲ: ሳዉንድ ሲስተም: ርችት: ድንካናት :ኣናእሽተይ ስቴጃት: ወናብር :ምናፃፍ :ፋዉንቴን :ተፈጥራዊ ዕንባባታት :ካልኦትን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤ ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኔትዎርክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኤለክትሮኒክስ ክትዕድግ ትደሊ