ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ ፕሪንተር ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ማዘገጃ ወረዳ ፀገዴ ፀገዴ ካብ ናይ ስሩዕ በጀት 2011ዓ/ም ንናይ ባውዛ መብራህቲ ኣገልግሎት ዝውዕል ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይ ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንስራሕ ግልጋሎት ዝውዕል ኮምፒዩተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒዩተርን ኮምፒዩተር ተዛመድቲን ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ካብ SLMP ዝኮነ በጀት ኤሌክትሮኒክስ ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ 3ተ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ፍረ ስውኣት ማሽን ምስ ፕሪንተሩ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ ኣቅሑት ቢሮን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ፡፡ ስለዚ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም፤