ቤት ፈረዲ ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ

1 ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሐዳር ንብረት ካብ 12/01/2012ዓ/ምምዉሳድ ይካኣል

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ  ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ዕለት 27/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ኮይኑ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 2000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብኑፁር ዋጋ መሊእኩም ክሳብ ዕለት 27/01/2012 ሰዓት 4፡00ምቅራብ ትክእሉ  

8 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን  ኣብ ሕድሕድ ገፅ ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

9 ንብረት መጓዓዝያ ብናይ ባዕሉ ክሽፍን ዝክእል

10 ጨረታ ሰዓርቲ 10 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ጨረታ ካብ ዝሳዓርሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

11 አቲ ቤት ዕዮ ካብ ዝቀረቡ ዓይነታት ንብረት 20 ሚኢታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ ይክእል  

12  እቲ ቤት ዕዮ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 46 68 06 40 / 09 23 45 44 73 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo