ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሕታት ህንፃ፣ ኣቅሑት አሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ መጋያየፂ መካይን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 በቲ ሓድሽ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዝተመዝገበ፣

3 ልዕሊ 100000.00 ሽሕ ቅርሺ ዝክእል ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢን ወረቀት ምስክር ዘለዎም፤

4 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ ንመሳርሕታት ህንፃ፣ ኣቅሑት አሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ 5000 ሽሕ ቅርሺ መጋያየፂ መካይን፣ 3000 ቅርሺ ኣቅሑት ፅሬት ንመከበሪ ጨረታ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

5 ንነብሲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 03/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ.ቀትሪ ኣብ ሰዓት ስራሕ ን/ከ/ዕ/ፋይናንስ ምልክታ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤

6 ምልክታ ጨረታ 03/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት፡፡

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0347-740028 / 0347-740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo