ኣብ ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ታብሌት ዓባይ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/01/2012 ዓ/ም ከሳብ 20/01/2012 ሰዓት 9፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅርን መረዳእታን ከቕቡ ኣሎዎም

4ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

5 ፕሮፎርማ ዕለት 20/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት

6ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo