ቤት ፅሕፈት ትልመን ፋይናንስን ወረዳ ሰሓርቲ ሳምረ ንኣብያተ ፅሕፈታት እታ ወረዳ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ እስፔር መኪና ፣እስፔር ሞተር ሳይክል ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ ፣ ክተቅርቡ እትክእሉ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ

1 ናይ ዘበኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ 2011/12ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ዘለዎ መቅረባይነትን

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምሰክር ወረቀት ዘለኩም  ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ከተቅርቡ አትክእሉ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 14/01/2012ዓ/ም ክሳብ 4/02/2012ዓ/ም ካብ ዕ/ም/ን/ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምከፋል ክትወስዱ ትክአሉ

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክሳብ 04/02/2012 ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ትልመን ፋይናንስን ወረዳ ሰሓርቲ ሳምረ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክአሉ

6 እቲ ጨረታ 04/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30ተዓፅዩ ሰዓት 8፡45 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ የክፈት

7 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክአሉ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 54 03 33 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo