ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ካርዲ ናይ ውሽጢ መስመር ስልኪ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ናይ ኣይሲቲ ንብረትን ካብ መቐረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኮምፒተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ጉ/ መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክዕድግ ትደሊ፤

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ጠካርዲ ናይ ውሽጢ መስመር ስልኪ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ክ/ከ/ቀ/ወያነ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ ኢንተርኔት ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡