ቤት ፍርዲ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ንቤት ፅሕፈትና ክገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር፣ ፅሬት መሳርሕን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፍርዲ ወረዳ ሰሓርቲ ሳምረ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ከፊሎም ፍቃዶም ዘሐደሱ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘቅርቡ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

2 ምልክታ ጨረታ ዝፀንሓሉ ግዘ ካብ ዕለት 19/01/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/02/2012ዓ*ም ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ከምትኽእሉ ብምሕባር ጨረታ ዕለት 03/02/2012 ልክዕ ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 04/01/2012 ሰዓት2፡30 ኣብ ቤት ፍርዲ ሰሓርቲ ሳምረ ይክፈት

3 ተጫረቲ በቢ ዝምልከቶኩም ዘርፊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ንሥሕፈት መሳርሒ ብር 3000 ንፅሬት ኣቅሑት ብር 1000 ንኮምፒተርን ተዛመድትን 3000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 54 01 96 ምድዋል ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo