ቤት ፅሕፈ ት ዞባ ደቡብ ፖሊስና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ን2011 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤ ስለዚ እዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንኽትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

2 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

3 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ዝሐዘ ተወሳኺ እሴት ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓ/ም ዲክላሬሽነ ዝተገበረሉ መረጋገፂ ዘቕርብ

4 ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘቅርብ

5 ናይ ውሕስና መኽበሪ ጨረታ 1000( ሓደ ሽሕ ብር) ጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ነፃ ኮይኑ ካብ ዕለት 14/01/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዞባ ደቡብ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ( ማይጨው) 4 ፎቅ ( ደብሪ) ቢሮ ቁፅሪ 32/36 እናመፃእኹም ምውሳድ ይከኣል።

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 02/02/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት ቀትሪ 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨው ዞባ ደቡብ ፖሊስ ቤት ፅሕፈትና 4 ፎቅ ( ደብሪ) ቢሮ ቁፅሪ 36 ይኽፍት።

8 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምውሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 15 መዓልቲ ይኸውን

11 ትራንስፖርት ባዕሉ ናብ ቤት ፅሕፈት ከቅርብ ዝኽእል

ንዝበለፀሓበሬታብስ.ቁፅሪ 0347-770505 /0914-769023/0914-169569 ምድዋልይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo