ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ዓባይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ሃይሎክስ ዳፕል ካፕ መኪና ዝተፈላለዩ ስፔር ፓርትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ሃይሎክስ ዳፕል ካፕ መኪና ዝተፈላለዩ ስፔር ፓርትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ስፔር ፓርት/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወደደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም

የኢትዮጵያ ቤተሰብ መምሪያ ማህበር ሰሜን ኣካባቢ ፅ/ቤት በድርጅቱ ውስጥ የሚገኙ የተለያዩ ያገለገሉ የመኪና ጎማዎች ፣ በፕሮፎርማ ኣወዳደሮ ለመሸጥ ይፈልጋል።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን፣ ባትርን ፣ስፔርን ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት BDRC ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ኢንድስትሪያል ማተርያል / ቡሎኬት/ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ፅ/ታት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ