ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን xብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሽፈት ትምህርቲ ወ/ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ህንፃ መሳርሒ 3 ኤሌክትሪክ ኣቁሑት 4 ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት 5 ብሎኬት ፣ ጡብ /ብሪክ/ 6 ሞተር ሳይክል ኣወዳድሪና ክንዕድግ ሰለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃበ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፊልድ ዑደት ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ፔጆት መኪና ኮንፎርት ዕድጊት ንምግዛእ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፊልድ ዑደት ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ታርጋ ቁፅሪ ትግ- 4-02068 ኣቅሑት ጎማ ፣ ናይ እግሪ መረጋገፂ ፣ ንምግዛእ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርናክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት መዛገጃ ከተማ መቐለ ዝኮና መካይን ናይ ካዝና ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የግብርና ትራንስፎርሜሽን ኤጀንሲ በትግራይ ክልል የተለያዩ አካባቢዎች የጥበቃ እና የመጸዳጃ ቤት: የመጋዘን: የስልጠና ክፍሎች: የዉሃ ሪዘርቫየር: የሸድ ኔት መግጠም እና የቢሮ የግንባታ ሥራ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረታት ብዘለዉሉ ኩነታት ንደቀቕትን ኣናእሽተይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ