ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ኣብ ከተማ መቀለ ንዘስርሖ ዘሎ ኣስፋልት መንገዲ ስራሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ማለት እዉን 1 vibrator machine robine made in japan 1st grade በዝሒ 30 2 Vibrator hose EXEN 1st grade በዝሒ 14 3 ናይ ፌራዩ ሽቦ በዓል 1.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪ.ግ 4 ናይ ሃናፂ ሽቦ በዓል 2.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪግ 5 ሚስማር በዓል 6ሳሜ በዝሒ 4000 ኪግ 6 ሚስማር በዓል 8ሳሜ በዝሒ 2000 ኪግ 7 ሚስማር በዓል 10ሳሜ 5000 ኪግ 8 ሚሰማር በዓል 10 ሳሜ በዘሒ 5000ኪግ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

ካብ 06/08/2012ዓ/ም ክሳብ 22/08/2012ዓ/ም ን ተኸታታሊቲ 21 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸዉን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መቀለ ከተማ ቀበሌ 06 ኣብ ዝርከብ ናይ ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክትቢሮ 4 ብምምፃእ በዓል 4ተ ገፅ ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

1 ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ዘመን ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ቫት ተመዝጋብትን ምኻኖም ከቕርቡ ይግባእ

2 ናይ ታሕሳስ ወርሒ ሒሳብ ቫት ሪፐፖርት ቫት ዲክለሬሽን ከቅርቡ ኣለዎም

3 አብ ተቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን

4ጨረታ ኣሸናፊ ኮይኑ ዝተገለፀ ተጫራቲ ናይቲ ጨረታ አሸናፊ ምኛኑ ካብ ዝተነገሮ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ናይቲ ጨረታ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ፐርፎረማንሰ ኣተሒዙ ዉዐሊ ዝኣስር ምኛኑ ክፈልጥ ኣለዎ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ 100,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራሕ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ፕሮጀክት ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም፤

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 22/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ኣብመቀለ ከተማ ቀበሌ 06 ኣብ ዝርከብ ናይ ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክትቢሮ 4 ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣይክፈት።

7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ 09 12 04 95 04/ 09 45 79 99 00 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo