ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ

1 በዚ ዘፈር ናይዚ ዘመን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝኮኑን ናይ ወርሒ ለካቲት 2012 ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ሕጋዊ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ን ዝምለእ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ እናከፈሉ ካብቲ ኤጀንሲ ካብ 08/08/2012ዓ/ም ክሳብ 22/08/2012ዓ/ም  ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ምዉሳድ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ  መኸበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንስራሕቲ ሕትመት 4000 ቅርሺ ብሽም ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን  ማኒፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ወይ ድማ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከቅርብ  ዝክእል

7 እቲ ጨረታ 23/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ኣብ  ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን  ማኒፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉን ዘየለዉሉን ይክፈት

8 ተጫረቲ ዝምልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክከዉን ኣለዎ

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 45 መዓልታት ይከዉን

10 ኤጄንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 00 09

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo