ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሬድ ፕላስን ኢፋድን ግልጋሎት ዝዉዕል ሓሸዋን ሓመድን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ፣ ሲሚንቶ ቆርቆሮ ፣ ቴንዲኖ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ዘገልገለ ናይ ባህር ዛፍ ፣ ናይ ሞራሌን ፕላይ ዉድን ቁርፅራፅ ዕንፀይቲ ፣ ዝተፈላለዪ መጠን ዘለዎ ናይ ተንዲኖ ቁርፅራፅ ብረት ንዉሓት 80ሲንትሜትርን ካብኡ ንታሕቲ፣ ናይ ስሚንቶ ከረጢት፣ ናይ ዘይትን ግሪስን በርሚል ፣ ናይ ካርታመ በርሚል 3450፣ ናይ ፕራይም MC-30 በርሚል350፣ ዘገልገለ ባትሪ 60A, 70A 150A፣ ዘገልገለ ጎማ 12*20፣ ዘገልገለ ጎማ 14*24 ፣ ዘገልገለ ጎማ 23.5*25 ፣ ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ መቐለ ዓድሓ ፕሮጀክት ለግንባታ ግልጋሎት የሚዉል የጅብሰም ስራ እና የዉሃ ስርገት መከላከያ ስራ ግዢ ለመፈፀም እና ለማሰራት ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ምምሕዳር ቀፅሪ ኣብ ከተማ የጭላ ጣብያ መዓረይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብደረጃ 8ተ ዘፈር ኮንስትራክሽን ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብመደበኛ በጀት ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ዝክፈል ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ከምኡዉን ብናይ SLMP ዝኽፈል ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣቢያ ዝባን ገደና ዝስረሓ 2ተ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ እተን 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ናይ ማይ ኻዕቲ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ከምኡ ዉን ነተን 2ተ ናይ ሓባር ዒላ ናይ ማይ ህንፀት ስራሕቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ 10 ደቀቅቲ ዝኮንኩም ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት 2ይ ዘር ዕድጊት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ አገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ዕጥቂ ስፖርት፣ መፅሓፍቲ ፣ኣቅሑ ፅሬት፣ ሞተር ሳይክል፣ሳይክልን ፣ ቀወምቲ ንብረት፣ ብግልፂ መኪና፣ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብመሰረት ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ትካል ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።