ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጎልጎት ዝህቡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ማእከል ምርምር ስልጠናን ፍትሕን ሕግን ኣግአዚ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ማሽነሪ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ እስቴሽነሪን ኮምፒተርን ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ጨ/ከ/ል/ን /ኢንድትሪን ከተማ ደራ ከ/ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ናይ ደገ መብራህቲ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ቀበሌ 04 ናይ ዎርክ ሾፕ ናይ ልዕሊ ቅርፂ ስፖር ስትራክቸር ዎርክ ስራሕቲ ህንፃ BC7 GC8 ልዕሊኡን ብብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ነዞም ረቋሕታተ ኣማሊእኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ አብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ኮረም ዝረከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባላን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 02 ዝረከብ ካባቢ ሓዉስዋ ክሳብ ኣቢቲ ዱንካን ዝስራሕ ድሬንጅ ምስ ስላብ ብመፍለይ ቁፅሪ kor /cw/dr/01/12 ብብርኪ 8 ፈቃድ 8 GC RC ደቀቅ BC ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበርትን ወልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቑሑት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ፣ኣዉቶሞቲብን ኣቅሑትን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ቆራሪየት መናሃርያ ሓፁር ብደረጃ BC GC 8 ብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ደሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ኮሮም ዝርከብ ናይ ኮረም ሃገር መቃረፂ መጉየይ ፕሮጀክት ትራፊክ ብደረጃ BC 1 GC 1 ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

Relief society of Tigray REST wants to make Review Of Existing social Behavioral Communication (SBBC).